
ፊደላት
ፊደላት ምስ ቃላትን ስእልታትን እናዛመድና ንመሃር

ዛንታታት
መሰጥቲ ዝንበቡን ዝስምዑን ዛንታታት ብጽሑፍ ዝተሰነየ ትሕዝቶ

ቁጽርታት
መባእታ ሙቅጻር፣ ምድማር፣ ምርባሕ እንዳተጻወትና ንመሃር

ዝርርብ
መዓልታዊ ዝርርብ፡ ሕቶታትን መልስን

ጸወታታት
መሃሪ ጸወታታትን ዝተመሳቀለ ሕቶታትን

ልምድታት
ንነኣሽቱ ዝኸውን ልምድታትን መዓልታዊ መደባትን
ዘንብብ ይዕንብብ!

ደቕኹም መንነቶም ክፈልጡን፤ መቐረት ናይ ወለድን፤ ባህልን ልምድን ንኽፈልጡ፤ ኣብ ዓዶም ከይጋየሹን ቋንቋ ወለዶም መሃርዎም